Bir sonraki


መስቀል|Mesqel|Celebration|Eritrean Orthodox Church MN 2018

128 Görünümler
admin
2
yayınlandı 21 Dec 2019 / İçinde Haberler ve Politika

ኣከባብራ በዓል መስቀል
Mezmure Meskel

ሆየ ንበል

ሆየ ንበል (6)
በስመኣብ ወወልድ ሆየ ንበል
ወመንፈስ ቅዱስ //
ብሂለ ኣዌጥን //
ናይ መስቀሉ ነገር //
ዕጽብዩ ተኣምር //
ብሓቒ መስተንክር //
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደምና
እንሆ ብርሃኑ ናባና ምጸና ሆየ ንበል
ኣብ ሓጥያት ከለና //
ቲ ለዋህ ኣምላኽና //
ካብ ሞት ኣድሓነና //
ዕለቱ ዘክሩ //
ንዘደንቅ ግብሩ //
ንኣህዛብ መስክሩ //
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደምና
እንሆ ብርሃኑ ናባና ምጸና ሆየ ንበል
መስቀል ሓይልናዩ //
መስቀልዩ ጽንዓትና //
መስቀል በጃናዩ //
መድሕን ናይ ነብስና //
ቃል መስቀል ንዓና //
ሓይሊ ኣምላኽናዩ //
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደምና
እንሆ ብርሃኑ ናባና ምጸና ሆየ ንበል
ብውህበት ናይ መስቀል //
ተሳዒሩ ደጊም //
ቲናይ ጥንቲ መርገም //
ንዑ ንመላለስ //
ብመንገዲ ጽድቂ //
ብትግሃት ብሓቂ //
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደምና
እንሆ ብርሃኑ ናባና ምጸና ሆየ ንበል
ኣብ መስቀል ውዒሉ //
ንዝተበጀወና //
ስለቲ ዕለቱ //
ብሕብረት ንዘምር //
ምስጋና ነቅርብ //
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደምና
እንሆ ብርሃኑ ናባና ምጸና ሆየ ንበል
ኣበይ ደኣ ኣሎ //
እቲ ጣቅዒትኩም //
መግለጺ ሓጎስኩም //
ኣበይ ደኣ ኣሎ //
እቲ ዕልልታኽን //
መግለጺ ሓጎስክን //
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደምና
እንሆ ብርሃኑ ናባና ምጸና ሆየ ንበል


1) መድሃኒት ዕጸ ህይወት

መድሃኒት ዕጸ ህይወት (2) ዝንቱ ውእቱ መስቀል (2) እህ

2) ወሪዶ እመስቀሉ

ወሪዶ እመስቀሉ (2) እመስቀሉ ኣብርሃ ለኩሉ እመስቀሉ ለኩሉ ኣብርህ (2) እህ

3) ብወንጌሉ ዚኣመንኩም

ብወንጌሉ ዚኣመንኩም (2) እንቃዕ ንብርሃነ መስቀሉ ኣብጽሓኩም (2) እህ

4) እሌኒ ንግስት

እሌኒ ንግስት ሃሰሰት መስቀሎ (2) እንባቆም ነብይ ዘኣንከረ ግብሮ (2) እህ

5) ዮምሰ ለእሊኣየ

ዮምሰ ለእሊኣየ (2) ኣበርህ በመስቀልየ (2) እህ

6) መስቀል ሃይልነ

መስቀል ሃይልነ መስቀል ጽንእነ መስቀል ቤዛነ (2) መድሃኒትነ ለእለ ኣመነ (2) እህ

Daha fazla göster
0 Yorumlar sort Göre sırala

Bir sonraki